ፈነወ ትግርኛ 1900 - Voice of America

Share
 

Manage series 1451410
By ድምጺ ኣመሪካ. Discovered by Player FM and our community — copyright is owned by the publisher, not Player FM, and audio is streamed directly from their servers. Hit the Subscribe button to track updates in Player FM, or paste the feed URL into other podcast apps.
ፈነወ ትግርኛ 1900 ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።

1376 episodes